ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝከዉን ናይ ሕትመትን ዝተፈላለዩ ታፔላታት ስራሕቲ ነስርሕ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 18, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ
2 ተወዳደርቲ በቲ ዝወፀ ዝርዝር መሰረት ዝምልከቶኩም ዘርፊ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ናይ መቕረባይነት
3ሰርትፊኬት ዝተመዝገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30
5 ቤት ፅ/ትና ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 93 43 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል