ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም ኣብ 2008 ዓም ናይ ኮሌጅና በጀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ፡ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ፡ናይ ህንፃ መሳርሒ ፡ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ተማልእዎ ዝግባእ ረቀሒታት

ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም

ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ዘለኩም

ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ 2008 ዓም ክተቅርቡ እትክእሉ

ኩሉ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ዘርፊ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ  ከተሕዝ ዝክእል

ወርሓዊ እሴት ታከሰ  ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

ሰዓራይ ኣካል ጨረታ  ካብ ዝሰዓረሉ ዕለተ ጀሚሩ ኣብ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

ሰዓራይ ኣካል ኣብቲ ዝሰዓሮ 20 ሚኢታዊ እቲ ኮሌጅ ምዉሳክ ወይድማ ምቅናስ ዝክል ይከዉን

ኣብ ዝወፀ ጨረታ ሰነድ ወይ መምርሒ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዘግብር ምካኑ

ሰነድ ጨረታ  ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲ ጉዶም 10 ቅርሺ  ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

ብተወሳኪ መምርሒ ኣዋጅ 255 /2007 ተፈፃሚ ይከዉን

ሰዓራይ ኣካል ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲ ጉዶም ከጉዕዝ ዝክእል

እትመልእዎ ዋጋ ሰዓራይ ክሳብ ዝግለፅ 30 ናይ ስራሕ መዓልቲ ክፀንሕ ከምዝክእል ብፊርማኩም ክተረጋጉፁ ትክእሉ

ሳንዱቅ ጨረታ 5ተ ታሕሳስ 2008 ዓም ሰዓት 3፡ 30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡ 00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0344370592 /0934824000 /0914064382    ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s