ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ን 2012 ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሕትመታት / ቡክሌት፣ ባይቶና መፅሄት፣ ባነር፣ ፎቶ ምሕፃብ ዝተፈላዩ ከነሕትም ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዉዕሊ ብምእሳር ከሕትም ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 17, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ፣ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ናይ ሕትመት ቢድ ቦንድ 5000.00 ብስፒኦ ዘትሕዙ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50ቅርሺ ብምክፋል ካብ 02/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/03/2012 ሰዓት 8፡30 ናይ ድ/ሰዓት ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

5 እቲ ጨረታ 16/03/2012ዓ/ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s