ቤት ፅሕፈት ል/ክ/ን/ ኢንዱስትሪ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ማዘጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓም ንዝትፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀመሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ናይ ሙዚቃ መሳርሕታት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን መቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን ቫት ተመዝገብትን ናይ ወርሒ ነሐሰ ዲክለር ዝገብርኩምን

2 ተጫረቲ ዘመልእዎ ዋጋ ምስ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

3 መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት ከም ዝስዕብ ይከዉን

4 ናይ ሙዚቃ መሳርሕታት ኣቅሑት 10000 ብስፒኦ መልክዕ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

5 ንኩለን ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 26 /01/2012 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 17/03/2012 ዓም ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 50 ብር ናይ ዶክሜንት ዋጋ ብምክፋል ካብ ል/ክ/ን/ኢንዱስትሪን ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሃ/ሳላም ካብ ከይዲ ስራሕ ምእካብን ምዉሳንን ግብሪ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም

6 ናይ ሕድሕድ ደኩመንት ኦርጅናል ኮፒን ብክልተ ፖስታ ብሽምዒ ተዓሺጉ ክቅርብ ዝክእል ፕሮፎርማንስ በንድ መክበሪ አፈፃፅማ ስራሕ 10 ሚእታዊ ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሰዓርቲ ሰዓራይነቶም ምስ ተገለፀሎም ሽዑ ንሽዑ ዉዕሊ ዝኣስሩን ኣብ ዉሽጢ ሓጺር መዓልቲታት እቲ ንብረት ብዝቀረበ ስፐስፊኬሽን መሰረት አጎዓዓዞም ናብ መክዚን ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ ወይድማ ዉዕሊ ኣሲሮም ግልጋሎት ምሃብ ዝጅምሩ

8 እቲ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/ክ/ን/ኢንዱስትሪን ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሃ/ሳላም ቢሮ ቁፀሪ 04 ዕለት 17/03/2012 ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፀዩ በቲ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/ክ/ን/ኢንዱስትሪን ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሃ/ሳላም ይክፈት

9 ምስቲ መምልኢ ዋጋ ዝወሰድዎ ስሩዕ ሰነድ ጨረታ ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እነተዘይሃልዎን ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎን

10 ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከበ ተጫራቲ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናየ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን

11 ቤት ሕፈትና ዝሐሻ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0343390580 / 0343390544

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s