ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባኣላጀ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ወረዱኡ ዘገልግሉ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ዉፅኢት ስራሕቲ ሓፂነ መፂን ፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑ መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ እቲ ጨረታ 25/02/2012ዓ/ም ክሳብ 11/03/2012ዓ/ም ዘይምለስ 50.00 /ሓምሳ ቅርሺ/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ንብረትን ዕደጋን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክጫረቱ ብክብሪ ንዕድም

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝታሐደሰ ንግድ ፍቃድ መረዳእታ ኮፒ ምቅራብ ዝክእል

2 መረዳእታ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ ናይ ወርሒ መስከረም /ጥቅምቲ 2012ዓ/ም መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

4 ናይ መቅረባይነት 2012 ዘሐደሰን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መኸበሪ ጨረታ ሕድሕድ ዓይነት 5000.00 /ሓምሽተ ሺሕ/ ጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከቅርብ ዝክእል

6 ኣብቲ ጨረታ በጄት መሰረት ብምግባር 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ዝካኣል ክፈልጡ ይግባአ

7 ንመሳርሒ ህንፃ ሳንዱቕ ጨረታ ዝዕፀወሉ 10/03/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

8 ናይ መሳርሒ ፅሕፈት 10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

9 ናይ ሕትመት ስራሕቲ 10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

10 ናይ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

11 ናይ ሓፂን መፂን 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ - 03 44 210089

- 03 44 21 02 76 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ