ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ፅሬት ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ሰዓት

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 12 09 ወይ ናብ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ቢሮ ቑፅሪ 115 ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅ ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ