1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም
3 ናይ መቅረባይነት ዝሓዝኩም
4 እንደርታ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ደኣንት ቢሮ ቁፅሪ ካብ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል
5 እቲ ጨረታ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ኣብቲ ዝተገለፀ ቢሮ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 03 23
ድሕሪት