ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ከዉራ ሞዴል 80 መኪና ናይ ፓትሮር ሞዴል 79 መኪና ኣባድላ ሚኒባስ መኪና መፀገኒ ንብረት ዝዉዕል ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1. በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ኮፒ ከቕርብ ዝክእል ብተመሳሳሊ ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2. ተወዳዳደርቲ ዝመልእዎ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህታም ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመልኡ ክቐርብ ኣለዎ

3. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 13/1/2012ዓ/ም ክሳብ 16/1/2012 ዓ/ም ሳዓት 3፡30 ፀኒሑ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

4. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ