ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዉሽጢ ቤት ዕዩኡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸርን ማዕፆን ፣ ቁልፍታትን ፅገና ናይ ፎቶ ኮፒ ፅገናን ናይ ኤሌክትሪክ ፅገናን ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 16, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 16, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ
2 ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለየ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ
3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 13/01/2012ዓ/ም ይከዉን
4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/01/2012 ሰዓት 11፡30
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/01/2012 ልክዕ ሰዓት 04፡30
6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 24 20