ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት
- ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዝቅርበ
- ቫት ዝተመዝገበን ቲን ካርድ ግበሪ ክፍሊትን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ ::
- ተጫረቲ ናይ ዝተጫረቱዎ ዝርዝር አቁሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብ2ተ ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ተዓሺጉ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ::
- ናይ ማይ መቀጣጠምን መሳርሕን ኤለክትሮኒክስን ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መግዚኢ ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጠቅላላ ዋጋ ንብረት 6000 ብር ዉዕሊ መክበሪ ወይ ብባንክ ዝተመስከረሉ CPO ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቅርብ ዝክእል::
- ናይ ብስክሌት መቅረብቲ ቲኦቲን ቫትን ተመዝገብቲ ዝኮኑ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 20 ቅርሽ ናይ ጨረታ ሰነድ መክበሪ 500 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንክ ዝተመስከረሉ CPO ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቅርብ ዝክእል::
- ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ዝተገለፀ ናዉቲ አብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ከተማ ዉቅሮ ማይ ግልጋሎት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣጋዓዒዙ ከቅርብ ዝክእል ::
- ተወዳደርቲ ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ ብናይ መቅረባይ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከቅርብ ዝክእል
- ጨረታ ሰነድ ካብ 26 ጥቅምቲ 2008 ዓመ ክሳብ 13 ሕዳር 2008 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ 10 ምግዛዝ ይከኣል
- ጨረታ ሰነድ ናይ ማይ መገጣጠሚ መሳርሕን፣ ኤለክትሮኒክስነ ፣ ብሽክለታን ዝዕሸገሉ 13 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 3 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎመ ኣብ ዘለዉሉ ይከዉን
- ቤት ፅሐፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
ን ተወሳኪ ሓበሬታ 34 44 43 00 53 / 09 14 78 35 64 /09 14722968
ድሕሪት