ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ ንግልጋሎት እቲ ትካል እዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት ፡ መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡ስራሕቲ ናዉቲ ማለት እዉን ተገጣጠምቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፡ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ፡መሳርሕታት ኤለክትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሰሊዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ነጋዶ ዝሰዕብ ረቀሒ ክተማልኡ ይግባእ

  1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግድ 2008 ዓም ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  2. መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ክተቅርቡ እትክእሉ
  3. ተወሳኪ እሴት ታክስ  ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2007 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን
  4. መረዳእታ መቅረባይነት ዝሓዝኩም
  5. ሰዓርቲ ጨረታ ካብ ዝሰዓርኩምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዓለኩም መጋዕዝያ ናብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጣናን ከተማ ሽራሮ ብፅሬትን ብመጠንን ክተቅርቡ እትክእሉ
  6. ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን  ዘለዎ ናይቲ ትካል ማሕተምን  ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
  7. ሰነድ ጨረታ ካብ 30 ጥቅምቲ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 9 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 3፡ 30 ዘይምለስ 20 ቅርሺ ናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ
  8. ጨረታ 9 ሕዳር  2008 ዓም ሰዓት 3፡ 45 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡ 00 ይክፈት
  9. መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ህንፃ ኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንመሳርሒ ኤለክትሪክ  ናይ ስፖርት ዕጥቂ  ንመሳርሒ ፅሬት ንመለዋወጢ ኣቁሑተ  ንነፍስወከፍ 2000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
  10. ናይ ፕሪንተር ቀለም ንላፕቶፕ ኮምፒተር ፋክስ ናይ ማሽን ቅዳሕ ንነፍስወከፍ ናይ6 ወርሒ ዉሕስና ክህብ ዝክእል
  11. ከተማ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይካየድ እዞም ብዘይምርካቦም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ ኣይህሉን
  12. እቲ ትካል  ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0345500382/ 0345500127ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ