ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ኣብ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ኩሓ ዝርከባ ጣብያታት ናይ ደረቕ ጋሓፍ ምልዓል ፣ ናይ መኪና ጋራዥ ፅገናን ናይ ሞተር ሳይክል ፅገናን ግልጋሎት ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ዝተሐደሰ ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ መቕረባይነት ምዝገባ መለለይ ካርዲ ግብሪ ዝከፈለን መለለይ ግብሪ /ቁፅሪ ቲን ናምበር ኸቕርብ ዝኽእል፤

2 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝውፀአሉ ዕለት 08/01/2012 ዓ/ም ክሳብ 22/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝካአል ኮይኑ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት ፤

3 ጨረታ መኽበሪ ንደረቕ ጓሓፍ ብር 15000 /ዓሰርተ ሓምሽተ ሽሕ /፣  ንናይ መኪና ጋራዥ ሞተር ሳይክል ፅገናን ብር 3000 ብናይ ስፖኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረ ገንዘብ ናብ 1000039926621 ኣታዊ ብምግባር ከትሕዝ ዝክእል ፤

4 ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ብር 50.00

5 ተጫረቲ ዘድሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ነንበይኑ ብምእሻግ ኦርጅናልን አብ ሓደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ካሊእ ፖስታ ታዓሺጉ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካኣል

6 ተጫረቲ ወይ ከዓ ወኪላት ብዘይ ምቕራቦም ሰነ ስርዓት ምኽፋት ጨረታ ኣይተዓናቐፍን ወይ ከይተከፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ኣይህሉን፤

7 ናይ ተጫረቲ ሽም ኣድራሻ ክታምን ማሕተምን ክዓርፎ አለዎ፤

8 ተጫረቲ ጨረታ ዝሰዓረ ምኻኑ በመአዘዚ ደብደቤ ዉዕሊ ዝአሰረሉ ብዝተወሃቦ ጊዜ 6ተ መዓልቲ ሕጋዊ ዉዕለ ክአስርን ናይ ዉዕሊ መኽበሪ 10% ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ አለዎ

9 ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክን ምቕናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ

10ኣብ ዘዳላናዩ ሰነድ ጨረታ ስፐስፊኬሽን መለክዒ ካልእ ዝኮነ ዓይነት መስተካከሊ ምግባር ተቀባልነት የብሉን ፤ኣስተካኪሉ ዝመፅአ እንተሃልዩ ግን በቲ ንሕና ዘዳለውናዮ ከምዝተጫረተ ተሓሲቡ ናብ ውድድር ብምሕላፍ ሰዓራይ ይከውን፤

11 ትራንስፖርት ዝምልከት ባዕሉ ሰዓራይ ኣካል ዝሽፍን ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍሊ ከተማ ኩሓ ብዉዕል መሰረት ንብረቱ ኣታዊ ይገብር

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

13 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914-888930 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s