ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ ፡ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ሰርትፊኬት ዘለኩም

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩምን

4 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክትከፍሉ ትክእሉ

5 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 06/01/2012ዓ/ም ክሳብ 08/01/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/01/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ምድዋል ይከኣል፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ