ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ን ሴክተራት ግልጋሎት ሓላቂ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ኣቁሑት ዕጥቂ ስፖርት፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪናን፣ ኣቁሑት ሕትመትን፣ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ነዚ ተዘርዘሩ ዘሎ ንብረት ክትገዝኡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ

2 ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ነሓሰ ዲክልር ዝገበሩ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ናይ ጨረታ መክብሪ 10000 ቅርሺ ብ ስፒአ ወይ ድማ ብባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

5 መሸነፊ ድርርጅት ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ወዕሊ ክአስር ዝክእል

6 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽንÂ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዕለት 05/13/2011 ክሳብ 14/01/2012 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ