ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2008 ዓ∙ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሬት፡ መሳርሒ ፅሕፈት ፡መሳርሒ ማይን ኤለክትሪክን ፡ላፕቶፓት፡ ኤለክትሮኒክስ ፡መሳርሕታት ስፖርትን ዕጥቅን፡ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፡ፅገና ጋራጅ መካይንን ካልኦት ኣቁሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 24, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ስለዚ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም
- ናይ 2007 ዓም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈልኩም ወይድማ ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም
- ዝርዝር ሰነድ እቲ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 30 ቅርሺ ናከፈልኩም ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ብሬድዮ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 8 ሕዳር 2008 ዓ∙ም ሰዓት 8፡ 30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብቲ ኮሊጅ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ከምትክእሉ ይሕብር
- እቲ ጨረታ ዕለት 8 ሕዳር 2008 ዓም ልክዕ ስዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ሽዑንሽዑ ልክዕ ሰዓት 9 ፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብቲ ኮሌጅ ዝክፈት ይከዉን
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344460062 ወይድማ 0344460065 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል