ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጎማን ባትርን ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክግበሮ ኣለዎ

2 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

3. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 29/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/13/2011ዓ/ም 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 04/13/2011 ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

4. ኣድራሻና ኣብ ኣግኣዚ ኦሬሽን ህንፃ 1ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 034 ጥቃ እ/ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ

5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ