ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨዉ ብዕለት ዝተሓተተ ንማእከል መሰልጠኒኣትሌትክስ ማይ ጨዉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ዝኮዉን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንግዲ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 23, 2011 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ዶክሜንት ብፖስታ ብምእሻግ ካብ 20/12/2011 ክሳብ 22/12/2011 ከቅርብ ኣለዎ
2 ሕጋዊ ተወዳዳራይ ነፀላ ዋጋ ብምምላእ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ግብሪ ዝተከፈለሉ ናይ ቲን ናምበር መለለይ ካርድ መረዳእታ ፎቶ ከፒ
3 ግዚኢት ካብ 10000.00 2 ሚኢታዊ ካባኩም ተቀንሱ ኣብ ቢሮ ተቆርፁ ደረሰኝ ንከፈላይ ዝወሃብ ምካኑ
ዝበለፀ ሓበሬታ 09 01 97 47 14 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል