ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ንብረታት ማለት ኣቁሑት መሳርሒ ህንፃ፡ ኣቁሑት ኤሌክትሪክ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

1 ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነትን፤ሒሳብ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ፤ ተመዝጋቢ ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝኾነ ናይ ወርሒ ሓምለ/ነሓሰ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ ዘድሊ መረዳእታ ዘይምለስ ቅዳሕ ግልፅን ተነባብን ገይሩ ዘቅርብ፤

2ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ካብ ዋና ንብረት ወፃኢ ምቅራብ ካብ ዝተቐመጡ ዝርዝር ወፃኢ ኣብ ዘይ ዘፈር ንግድኻ ምውድዳርን ካልኦትን ጨረታ ዘዛብዑ ስራሕቲ ዘይፍቀድ ምዃኑ ዝርዝር መወዳደሪ ከይተለወጠ እቲ ትካል ብዝመረፆን መርኣያ መሰረት ዘቅርብ፣

3 ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 5 ብምውሳድ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ ዝተዳለወ መቀበሊ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታው ይከኣል።

4 ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብ ንብረት ክፍሊ እቲ ትካል ከቅርብ ዝኽእል፤

5 መኸበሪ ውዕሊ 10% ዘትሕዝ ንዝመልኦ ዋጋ ምስ ተወሳኺ እሴት ታክስ ሓዊሱ ዝመልእ፤ መኸበሪ ጨረታ ሲፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዝ ኮይኑ ንኣቁሑት ሕንፃ መሳርሒ 5000.00 ዝተረፉ ኣቁሐት 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ከትሕዝ ኣለዎም።

6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 20/12/2011ዓ/ም ክሳብ 05/13/2011ዓ/ም እንትኸውን ጨረታ 06/13/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።

7 ብዘይ ምህላዎም ጨረታ ካብ ምኽፋት ኣይተኣጓገልን።

8 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ ንተኸታታሊ 45 መዓልትታት ኮይኑ መቅረባይ ውዕሊ ካብ ዘኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዝተውሃቦ መዓልታት ፅሬት ዘለዎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዝያ መፀዓንን መራገፍን ኣታዊ ክገብር ኣለዎ።

9 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 እቲ ኮሌጅ 20% ናይ ምውሳክ ወይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0348-903180 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s