ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ንዝ/ዩ ቀወምቲ ንብረት መፍለይ ቁፅሪ/ኮድ/ ንምሃብ ብናይ ሕትመት ግልጋሎት ንግዲ ትካላት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 8, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 8, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/10/2011ዓ/ም ክሳብ 07/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                       2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡

                                            ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-402362 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ