ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ህንፃ መሳርሒ

ሑፃን ፀፀርን

ፅሕፈት መሳርሒ

ኤለክትሮኒክስ

ኤለክትሪክሲቲን

ተጨረቲ ክተማልእዎም ዝግበአኩም ረቋሒ

  1. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
  2. ናይ ዘመኑ ግብሪ ከፊልኩም ናይ 2008 ዓ ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ሰርትፍኬት መረዳእታን ዘለኩም
  3. መክበሪ ጨረታ ን ህ/መሳርሒ 20,000 (ዒስራ ሽሕ) ፣ ንሑፃን ፀፀርን  ፣ንፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤለክትሮኒክስን ኤለክትሪክሲቲን ንሕድ ሕዶም 5,000  (ሓሙሽተ ሽሕ)  ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከተትሕዙ እትክአሉ
  4. ዝሰዓርክምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ዓሰርቲ መዓልቲ ናብ ኮለጅና ንብረት ክፈሊ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ምቅራበ ትክእሉ
  5. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ናይ ህንፃ መሳርሒ 50 (ሓምሳ ብር)፣ ናይ ሑፃን ፀፀርን ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤለክትሮኒክስ ኤለክትሪክሲቲን 40 (ኣርብዓ ብር)  ዘይምለስ እናከፈልኩም ኩሉሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 05 /02 /2008 ዓ∙ ም ክሳብ ዕለት 18/ 02 /2008 ዓ ∙ም ካብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፅሪ 5 ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባር ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ትገብሩ ትክእሉ
  6. እቲ ጨረታ ሳነዱቅ ብዕለት 18 /02 /2008 ዓ ም ሰዓት 8 :30 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡ 00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ብዘለዉዎ ይክፈት
  7. ናይ ዉዕሊ መክበሪ ካብ ዘሸነፍክምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብሲፒኦ ክተትሕዙ ይግባእ
  8. ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኩቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ መስራዝ መሰል ኣለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348519007 /0345510026  ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s