ማሕበርና ኣብ ናይ ካልኣይ ዙር ዕደላ ብሎክ 974 ዝኮነ 70ካሬ ድሕሪ ኣዋሽ መከላከያ ሆስፒታል ዲያስፖራ ከባቢ ናይ ዒስራ ሰብ መንበሪ ገዛ ብመሰረት ፕላንና ጂ+3 ንኮንትራክተራት ኣጫራትና ክነስርሕ ሰለዝድለና ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተመልኡ ተጫረቲ ንክትሳተፉ ንዕድም፡፡ ማሕበርና ኣብ ናይ ካልኣይ ዙር ዕደላ ብሎክ 974 ዝኮነ 70ካሬ ድሕሪ ኣዋሽ መከላከያ ሆስፒታል ዲያስፖራ ከባቢ ናይ ዒስራ ሰብ መንበሪ ገዛ ብመሰረት ፕላንና ጂ+3 ንኮንትራክተራት ኣጫራትና ክነስርሕ ሰለዝድለና ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተመልኡ ተጫረቲ ንክትሳተፉ ንዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተጫራታይ ናይ ጉልበት ዋጋ ምስ ናይ ሳኒተርን ኤሌክትሪክን ዝርገሐ ዝሓወሰ ከምኡውን ሚስማር፣ ባህርዛፍ፣ ፓነል ጣውላ፣ ሽቦ፣ ቫይብሬተር፣ ሚክሰር ከቅርብ ዝክእል፤

2 ብደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ህንፃ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ሕጋውያን ኮንትራክተራት ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ንግዲ ምዝገባ፣ ቲን ቁፅሪ ፣ብቅዓት መረጋገፂ ናይ ወርሒ ዲክለሬሽን ዘቅርብን ናይ ዝሓለፈ ዝሰርሖ ቴክኒካል ከቅርብ ዝክእል፤

3 ኣሸናፊ ዘኮነ ተጫራታይ ምስ ማሕበር ሕጋዊ ዝኮነ ውዕሊ ይኣስር፤

4 ዝስርሑ ዝርዝር ስራሕቲ ምስ መዐቀኒኦም ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ቦታን ኣድራሻን መፂእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ኢኩም፤

5 አድራሻ መስከረም ሆስፒታል ፊት ልፊት 50 ሜትሮ እትው ኢልካ ማይ ወይኒ ፖሊስ ኮምኒቲ ቤት ፅሕፈት ዝተዳለወ ሰነድ ብምውሳድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሕድሕድ መዐቀኒ ብንፁር መሊእኩም ማህተምን ኣድራሻን ዝዓረፎ ኩሎም ኣድለይቲ ደኩመንታት ንስራሕ ዘጠቅሙ ብፖስታ ብምዕሻግ ክተቅርቡ ትክእሉ ምዃንኩም ንሕብር፡፡

ሓበሬታ ናይቲ ስራሕ ፅሬትን ሰሌጠንን ተወፋይነት ኣብ ግምት ብምእታው እቲ ስራሕ እስካብ በዓል 3ተ ደብሪ ዝስራሕ ውዕሊ ከከም ኣድላይነቱ ውዕሊ ከናዋሕ ምዃኑ እናሓበርና ዕደጋ ፅንዓት ኣብ ግምት ብምአታው ክተመልኡ ነተሓሳስብ፡፡ ጨረታ ስምምዕነት ክፍሊት ዝፍፀም ብዝሰራሕኩምዎ መጠን ዓቀን እናተዓቀነ ምዃኑ ንሕብር፡፡ እዚ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ንትከታታሊ 4ተ መዓልቲ ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይክፈት፡፡

ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ኣድራሻ ይከውን፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-734071 ወይ 0955-003343 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል እዩ፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ