ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 06/07/2011ዓ/ም ክሳብ 10/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342-413232 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ