ን2ይ ግዜ ተመሓይሹ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ዓይነት ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2011 9:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 06/07/2011ዓ/ም ክሳብ 10/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342-400009 ምድዋል ይከኣል፡፡