ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጣብያ ጥዕና እና ናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ መኪና ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 11:31 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 27/06/2011ዓ/ም ክሰብ 29/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0910-141095/0937-023598 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ