ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ 2ይ ዙር ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ጋብዮን፣ ተክልታትን ኣዝርእትን፣ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን፤

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ጥሪ 2011ዓ/ም እቶት ዘፍለጥኩምን

3 ካብ ትልምን ፋይናንስን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቅት ዘለኩም፤

4 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ናምበር/ ዘለኩም፤

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 9 ምውሳድ ይከኣል፤

6 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ፤

7 ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ ዝተውሃቦ መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ ትክክለኛ ንብረት ከቅርብ ዝክእል ክከውን ኣለዎ፤

8 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 28/06/2011ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 9 ምውሳድ ይከኣል፤

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ዋናን ቅዳሕን ከእትው ዝእክሉ፤

10 ሰነድ ጨረታ 13/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ወይድማ ይከፈተለይ ዝብል ማመልከቻ ኣብ ዝተረከበሉ ወይድማ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት፤

11 እዚ ዋጋ እዚ ን30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ፤

12 ተጫረቲ ሰዓርትን ተስዓርትን ብመዓረ ኣብ መለጠፊ ቦታና ለጢፍና እነፍልጠኩም ምዃና ክንሕብር ንፈቱ፤

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-490489/0914-763452 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s