ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ህንፀት ስራሕቲ ክሳብ ሐዚ ማለት ክሳብ መሰረት ዝበፅሓሉ ናይ ኮንስትራክሽን መጠን /Performance Evaluation/ ብሰብ ሞያ ኣማኸርቲ ኣወዳዲሩ ከጫርት ስለዝደለየ እዚ ዝምልከተኩም ናይ መማኸርቲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ንክትጫረቱ ንዕድም፤

1 መማኸርቲ ስነ-ህናን ምህንድስናን /office for Architecture& Engineering consultants/ ደረጃ 6

2 ሓፈሻዊ ኣማከርቲ ብምህንድስና/ office for consulting Engineering General/

3 ኮንስትራክሽን ማነጅመትን / office for consulting construction management /civil Engineering/ ደረጃ 6ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለኩም ኣማከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ፤

ተጫረቲ ኣብዚ ንምስታፍ አዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሒታት ከማልኡ ኣለዎም፤

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት፣ ናይ መቅረባይነት ዝተሓደሰ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

2 ናይ ጨረታ ውሕስና ብኢትዮጵያ ብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ወይ ናይ ገንዘብ ክፍሊት መአዘዚ ሲፒኦ ብር 5000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/

3 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልታት ክገልፁ ኣለዎም፤

4 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 16/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን ከተማ መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 117 ሀ ዘይምለስ ብር 200.00 /ክልተ ሚኢቲ ብር/ ብምክፋል ክገዝኡ ይክእሉ እዮም፤

5 ተጫረቲ ፐሮጀክት ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነኒበይኑ ዶክመንት ሓደ ዋ ክልተ ፎቶ ኮፒ ጨረታ ሰነዳት ናይ ስራሕ ኣማኸርቲ ዝተውሃበ ምዝገባ ካርዲ ንግዲ ስራሕ፣ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት፣ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርቲፊኬት ፣ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬት፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክላሬሽን፣ ናይ ቲን ምዝገባን መረዳእታን ውሕስና ወረቐት ቢድ ቦንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታታት ብመዐሸጊ መሊሶም ኣብ ካለእ ፖስታ ብምእሻግ ኣብቲ ልዕሊ ሽም ዝጫረትሉ ፕሮጀክትን ኣድራሻን ብዝረኣ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 117 ሀ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 25/06/2011ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 8:00 ናብ ቅ/ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትው ይክእሉ፤

6 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ኩሎም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 25/06/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 10:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቁፀሪ 117 ሀ ይክፈት፤

7 ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይቲን ከተማ መቐለ ካሊእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-016289/0914-709591 ወይ ናብ ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይቲን ከተማ መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 117 ሀ ብኣካል ምምፃእ ይከአል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s