ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 23, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 13/06/2011 ዓ/ም ክሳብ 22/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30
2 እዚ ፕሮፎርማ 22/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406944 ምድዋል ይከኣል፤