ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኮምፒተርን ቀለም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/06/2011 ዓ/ም ክሳብ 18/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30

2 እዚ ፕሮፎርማ 18/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408714 ምድዋል ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ