ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተ.ቁ | ናይ ኣቅሑት ዝርዝር | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ |
1 | ናይ ሻወር መንፊት ርስሓትJUN 1 1/4 | JUN 1 ¼ Siz 1 1/4 | ቁፅሪ | 02 |
2 | ካዲስኮ ቀለም ቁፅሪ 132 ሕብሪ | ኮድ ቁፅሪ 132 | ጎማ 4 ሊትሮ | 05 |
3 | ካዲስኮ ቀለም ቁፅሪ 171 ሕብሪ | ኮድ ቁፅሪ 171 | ጎማ 4 ሊትሮ | 05 |
4 | ናይ ሽንቲ ቤት ፃሕሊ ፃዕዳ | ሰራሚክ/ፃዕዳ | ቁፅሪ | 04 |
5 | ቱቦ ማይ በዝሒ 25 ½ ኢንች | ½ ኢንች B class | ቁፅሪ | 25 |
1 ካብ ዕለት 16/04/2011ዓ/ም ክሰብ 18/04/2011