ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ULGDP 2 ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

1 ናይ 2011 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ክተቅረቡ እትክእሉ፤

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ Tin : VAT ሰርቲፊኬ ክተቅርቡ እትክእሉ:: 

3 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፈኬት ክተቕርቡ እትክእሉ::

4 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲክለር ዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::

5 መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተም ፌርማ ንክህልዎ ይግባእ::

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ዳይሬክተራት ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ቁፅሪ 59 ዘይምለስ 50.00 /ሓምሳ ብር /ብምግዛእ ካብ 01/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 16/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዋጋ መሊእኩም ኦርጅናልን ኮፒን መረዳእታኩም ነንበይኖም ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣታዊ ምግባር ትክእሉ::

7 ተጫረቲ ከትሕዘዎ ዝግባእ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 10000.00 ዓሰርተ ሽሕ ብር ብCPO ከትሕዙ እትክእሉ::

8 እቲ ጨረታ ዕለት 16/04/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ናይ ሓባር ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 59 ይክፈት::

9 ጨረታ ሰዓርቲ ምዃኖም ካብ ዝተገለፀሎም ዕለት ጀሚሩ መኸበሪ ዉዕሊ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ እትክእሉ፤

10 አሸናፊ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 17 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ክተቅረቡ እትክእሉ

11 ሰነድ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብምሉእ ቆሪፁ ዘትረፈ ካብ ውድድር ወፃኢ ይኸውን።

12 ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-400129/0344-408973 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s