ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ንማእኸልና ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት (ናይ ቢሮ ፈርኒቸር)፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና መጋየፂ፣ ናይ ጀነሬተር ስፔር ፓርት፣ ጎማን ባትርን ናይ ኤግዝቭሽን ድንኳን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መለለይ ግብሪ ከፋልነት (tin no)፣ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት፣ ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ (ቫት) ዝተመዝገብሉ ሰርቲፊኬትን ናይ መስከረም ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርቡ፤

2 ናይ ጨረታ መኸበሪ ሲፒኦ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብር 4000.00 (ኣርባዕተ ሽሐ ብር) ናይ ፅሬት መሳርሕን ሕትመትን ንሕድሕድ  3000.00 (ሰለስተ ሽሕ ብር)፣ ኤሌክትሮኒክስ ኤሌክትሪክን ህንፃ መሳርሒን 5000.00 (ሓሙሽተ ሽሕ ብር)፣ናይ ቢሮ ኣቅሑት (ፈርኒቸር) ናይ መኪና መጋየፂ ናይ ጀነሬተር ስፔር ፓርት ጎማን ባትርን ንሕድሕድ ብር 1000.00 (ሓደ ሽሕ ብር) ፣ ናይ ኤግዚቭሽን ድንኳን ኣቅሑት 100000.00 (ሓደ ሚኢቲ ሽሕ ብር) ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብሽም ማእኸልና ከትሕዙ ዝኽእሉ፤

3 ንሕድሕድ ዓይነት ዘርፊ ጨረታ ካብ ማእኸልና ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፀሪ 04 ዘይምለስ ብር 50.00 ቅርሺ ጥራሕ ከፊሎም እዚ ምልክታ ከብ ዝወፀኣሉ ዕለት 01/04/2011 ዓ/ም ክሳብ 15/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንግሆ ኣብ ዘሎ ስራሕ ሰዓት ዓዲጎም ነፀላን ጠቅላላ ዋጋን ምስ ቫቱ ሓዊሶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ብምዕሻግ ናይ ትካሎም ማህተም ብምግባር ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገበሩ።

4 ጨረታ ሳንዱቅ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋይ/ም/ር ንበረትን ቢሮ ቁፅሪ 07 ይኸውን።

5 ጨረታ ምስ ተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቕብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብ ጨረታ ነብስካ ምግላልን አይክእሉን

6 ጨረታ ዕለት 15/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3:45 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን።

7 ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ዝተቐመጡ ነጥብታት ግልፂ እንተዘይኮይንሎም መብርሂ ወይ መማሓየሺ ሕቶ ከቕርቡ ዝክእሉ ጨረታ ዝኽፈተሉን እዋን ቅድሚ ምብፅሑ ይኸዉን

8 እቲ ከይዲ ሰራሕ ጨረታ ምስተኸፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ዝግዛእ መጠን ንብረት ክሳብ 25% ክውስኽ ወይ ክንኪ ይኽእል።

9 ጨረታ ዝሰዓረ ኣብ ጊዜ ውዕሊ ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 % ከትሕዝ ዝኽእል፤

10 ዘሸንፍዎ ንብረት መቅረብቲ ብናይ ባዕሎም ናይ ትራንስፖርት ወፃኢ ናብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ኣታዊ ክገብሩ ዝኽእሉ፤

11 ማእኸልና እዚ ጨረታ ዘየዋፅእ እንተኾይኑ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0342-400058 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ

National Regional State of Tigray Martyrs’ Memorial Monument center

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s