ግልፂጨረታ
ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ተወዳደረቲከማልእዎዝግባእ
1 ተወሳኺእሴት/ቫት/ተመዝጋቢዝኾነወረሓዊድክለርዝገብርንመረዳእታኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::
2 ሕጋዊንግዲፈቓድዘለኩምንናይዚዓመትግብሪዝኸፈልሉመረዳአታከቕርብ::
3 ናይመቕረባይነትንግልጋሎትወሃባይነትንፈቃድከቅርብዝክእል ::
4 ናይግብሪከፋሊመለለይ/TIN Number/ኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::
6 ተወዳደረቲንዝሸነፍዎንብረትኣብዉሽጢ 5 ተመዓልቲዉዕልምዕሳርዝክእል::
7 ተወዳደረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮም ዕለት ኣብዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጎጎዓዝያከቕርቡ ዝክእሉ::
8 ተወዳደረቲኣብዝመልእዎፕሮፎርማማህተምፊርማንሙሉእኣድራሻ ምስ ስለኪ ቑፅሪክገልፁዝኽእሉ::
9 ተወዳደረቲን ንሕድሕድሰነድ ብር 30.00 ብምኽፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 30/ 11 /2007 ዓ/ም - 14/12/ 2007 ዓ/ም ቐትሪ ሰዓት 8:30 አብመ/ቤተናዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉዝኸእሉኾይኖምአብቲዕለትሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብዝተረኸብሉይኽፈት::
10 ኮሚሽናዝሐሸመማረፂእንትረኪቡብኽፋልይኹንብሚሉእናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ::
11 ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈሉ ዕለት ጀሚሩ ን10 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
12 ንተወሳኺሐበሬታብስቐፅሪ 0344406577 ደዊሎምወይከዓ ብኣካልኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮቑፅሪ 208 ቐሪቦምምሕታትይከአል::
ድሕሪት