ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን 2008 ዓ/ም ናይ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ግልጋሎትን ማለተ እዉን

ምልክታጨረታ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ግልፂጨረታ

ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን 2008 ዓ/ም ናይ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ግልጋሎትን ማለተ እዉን

  1. ፅሕፈት መሳርሒ
  2. ፅሬት መሳርሒ
  3. ኤሌክትሮኒክስ
  4. ዓመታዊ ናይ መኪና ፅገና
  5. ዓመታዊ ናይ ሞተር ፅገና
  6. ዓመታዊ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና
  7. ዓመታዊ ናይ ፎቶ ኮፒ ፅገና
  8. ዓመታዊ ናይ ደረቅ ፅዕነት ኣብ ዉሽጢ ጣብያታት ወረዳቆላ ተምቤን ግልጋሎት መጎዓዝያ

 

ዝመሳሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም በዚ ዝስዕብ መግለፂ ይዕድም::

 

  1. ኣብቲግልፂጨረታዝተጠቐሰሞዴል  / specification/  ምስራዝኣይካኣልን::
  2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ባዕሉ መፂኡ ዉዕሊ ዘኣስርን ብተወሳኪ ኣቁሑት እዉን ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን  ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ሸፊኑ ከቕርብ ዝክእል::
  3. እዚግለፂጨረታተጫራታይወይሕጋዊወኪሎምኣበዘለዎይኽፈትበቲዝተባሃለእዋንንቦታንእንድሕርዘይተረኺቡተጫረቲወይሕጋዊወኪላቶመኣብዘይለዉሉዝኽፈትምኻኑ::
  4. ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 100 /ሐደ ምኢቲ/  ብር ከፊሉ እቲጨረታሰነድካብ  ቤ/ ፅሕፈትናእቶት ኤጀንሲወረዳቆላተምቤንክፍሊትብምክፋልካብቤትፅሕፈት ትልምን ፋይናንስንወረዳቆላተምቤንብምዉሳድዝቐረበሉዋጋብምምላአእቲሰነድዝሽወጠሉእዋንካብዕለት  24 /11 /2007 ዓ/ም  ክሳብ  22 /12/ 2007 ዓ/ም ኮይኑዋንኡንኮፒኡነ  ብሰምዒወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒሓደኦርጅናልብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይጨረታ ሳፁንምእታዉይከኣል  ብሐደ ኦርጅናል ጥራሕ ዛእተወ ድማ እቲ ሐደ ኣርጅናልን ዝኸፈተ ኾይኑ ንዝመፀ ጥርዓን ግን ተቐባልነት የብሉን::
  5. ጨረታሳንዱቅዝዕሸገሉዕለት  22 /12/ 2007 ዓ/ም  ሰዓት  4:30  ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት  4:45  ናይ ንጎሆ ይኽፈትመክፈቲ ቦታኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳቆላ ተምቤን::
  6. ተጫረትቲቅድሚጨረታኽፋቱመኽበሪጨረታዝኽዉን ናይ ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ብር 5000/ ክልተ ሽሕ ብር/ ብ CPO  ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::
  7. እቲግለፂጨረታናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን  ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ክህልዎ አለዎ::
  8. እዚግልፂጨረታ  ቤ/ፅ  ዝሓሸመማረፂእንተረኪቡብሙሉአይኹንብክፋል ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ::
  9. ናይ  2007ዓ/ም  ሙሉእግብሪዝከፈለወይ  2008 ዓ/ም  ንግዲፍቓድዘሐደሰነ:;
  10. ናይግብሪከፈልቲመለለይቁፅሪ  /ቲንካርድ /  ዘለዎነናይመቅረባይነትመረዳአታከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::

ንተወሳኺሓበሬታስ.ቁ        0344460052

 

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s