ተወዳደርቲ (ተጫረቲ ) ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት
1 ሕጋዊንግዲፍቃድዘለዎንናይ 2010/11 ዓ/ምንግዲፍቓድዘሐደሰንዘይምለስፎቶኮፒንዘቅረብ
2 Tin Number ዘለዎንአብመቅረባይነትዘተመዝገቡዘይምለስፎቶኮፒንከቅርብዘክእል::
3 ቫትዝተመዝገበንዘይምለስፎቶኮፒንዘቅርብ::
4 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድሕጋዉነቱዝተረጋገፀሲፒኦወይምጥረገንዘብብር3000.00 (ሰለስተሽሕ)ብሽምቢሮፀጥታንምም/ርክ/ትግራይክትሕዝዝኽእል::
5 ዝተዳለወናይጨረታዶክመንትሰነድካብቢሮፀጥታንምም/ርክ/ትግራይኣብእንዳተ/ ሃይማኖትቤትክርስትያንፊትንፊትኮሚሳርያትቢሮናቢሮቁፅሪ 25 ካብደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርዘይምለስ 20.00 (ዓስራ ብር) ከፊልኩምትወስዱ::
6 ተጫራታይነጋዶእቲዓይነትዝተፈላለዩ ቀዋሚ ንብረት ፈርኒቸር ብንፁርበቲዝወፁ Specification ናይሐደዋጋንጠ/ዋጋንስርዝድልዝዘይብሉአብዝተአሸገፖስታመሊኡየቅርብእቲንብረትኦርጅናልን 1ይደረጃይኸዉን::
7 ኣሸናፊዝኾነነጋዳይንዝሽነፎንብረትእቲንብረት Specification ዘዉፅኡብሰብሞያታኛታት IT/ ርክብ ህዝቢ ብ/ተጠቀምቲ/ትክክለኛምኮኑምስተረጋገፀኣታዊገይሩገንዝብይወስድ
8 መክበሪዉዕሊ 10 % ካብዘሸነፎዓይነትንብረትቅድሚዉዕሊምእሳሩከትሕዝዝክእልንዉዕሊአሲሩንብረትኣታዊዝገብርን
9 ቢሮናካብቲዝፍፀምግዝኢት 20 % ምዉሳክንምቅናስንዝክእልምዃኑ::
10 ኣብዚጨረታከጭበርብርዝፈተነነጋዳይካብጨረታወፃኢምግባር ናይ ጨረታመክበሪዘተሐዞገንዘብናብመንግስቲካዝናአታዊኮይኑኣብካልኦትጨረታከምዘይሳተፍንብሕጊእዉንተሓታቲምዃኑክፈልጥኣለዎ
11 እቲጨረታኣብአየርዝፀንሐሉካብዕለት 13/02/2011 ዓ/ምክሳብዕለት 27/02/2011 ዓ/ምይፀንሕ::
12 እቲጨረታዝእሸገሉዕለት 27/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑበቲዕለትሰዓተ 4:30 ባዕሎምወይሕጋዊወከልቶምኣብዘተረኸብሉይክፈትኮይኑግናናይጨረታመክበሪእንተኣትሒዞምንሳቶምብዘይምህላዎምእቲጨረታክጉላእላእኣይክእልን ክኽፈት እዩ።
13 ብመምረሒመሰረትቫት 15 % ዊዘሆልድ 2 % ክኸፍልአለዎ::
14 መ/ቤትናዝሓሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብምሉእይኹንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::
15 ቢሮናዝርከብሉእንዳተሃይማኖትቤትክርስትያንፊትንፊት / ናይቅድሚሸሙኮሚሳርያት / ንዝበለፀሐበሬታብስልኪቁፅሪ 0344- 409947 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል:
ድሕሪት