ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለዎ መካይን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቑሑት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 15, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተወዳደርቲከማልእዎዝግባእ

1 ናይዘመኑግብሪዝኸፈሉንዝተሓደሰንግዲፍቃድን :ናይመቅረባይመፍለይቁፅሪ /Tin number/ : VAT ተመዝጋቢ ዝኮነ : VAT ዲክሌር ዝገበረሉ መረዳእታ : ናይመቅረባይነትምስክርወረቐትዝኾነመረጋገፂዘቕርብ::

2 በዚመሰረትካብ ዐለት 12/02/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድይካአል::

3 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ከሳብ ዕለት 14/02/2011 ሰዓት 11:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይኸውን።
4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት15/02/201 1 ሰዓት4 :00 ኣብ ቢሮ ቁፀሪ 109 ይኸውን።

5 እዚ ፐሮፎርማ ኣብ መንጎ ግዝኢት ፈፃሚ ኣካልን መቕረባይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

6 ነቲ ኣቕሓ አብዉሽጢ 10 መዓልቲዘቅርብ::

7 ቢሮናዝሐሸመማረሒእንተረኪቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

8 ተጫረቲ ሰነድኩም ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ንክተእትው ንሕብር።

9 ኣድራሻናከባቢጥዕናጣብያመቐለፊትንፊትፎቶደሰታዝርከብህንፃአብርሃምደስታቀደማይደብሪ::

10 ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344400177 ደዊልክመብርሂምሕታትይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ