ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2011 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ሎት 1 ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ፣ሎት 2 ፅሬት መሳርሒ፣ሎት 3 ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ሎት 4 ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ከጫርት ስለዝደለየ ክተጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
በዚ መሰረት
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ፣ናይ መቕረባይነት መፍለይ ቁፅሪ (Tin number ) ፣ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ፣ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቕርብ።
2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 12/02/2011ዓ/ም -26/02/2011 ዓ/ም ነኒ ሕድሕዱ ሎት ዘይምለስ 50 ብር (ሓምሳ ብር) ብምኽፋል ምውሳድ ይኽእሉ።
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/02/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኾይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።
4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።
አድራሻና፤ ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁፅሪ 0344-407335 ምርካብ ይከኣል።