ቤት ፍርዲ ወረዳ መረብ ለኸ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ኣቑሑት ፅሬት፣ኣቑሑት ሕትመት፣ሳይክልን ኣናእሸተይን ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ናይ 2010ዓ/ም ዘለዎም ፤

3 ናይ ከፋላይነት ግብሪ መለለይ ቁፅሪ፣ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን፣ናይ ወርሒ መስከረም 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

4 ልዕል ክብሉ ዝተገለፁ ረቋሕታት መረዳእታ ሓደ ቅዳሕ ንነብሲ ወከፍ ተጫረቲ ዘይምለስ 50ቅርሺ ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፍርዲ ወረዳ መረብ ለኸ ምወሳድ ይከኣል።

5 ኣብ ዝቐረበ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ናይ ባዕልኻ ዝርዝር መረዳእታ ምውሳክ ይኹን ምቅናስ ኣይከኣልን።

6 ተጫረቲ ሰዓርቲ ምዃኖም ካብ ዝተገለፀሉ አብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስሩ ዝኽእሉ፤

7 ናይ ጨረታ ፖስታ ቅድሚ ምኽፋቱ ንመኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ከተሐዝ ዝኽእል፤

8 ተጫረቲ ሰዓርቲ ኣብ ዝኾንሉ እዋን ናይ ዝሰዓርሉ 10% መኸበሪ ውዕሊ ከትሕዙ ዝኽእሉ ፤

9 ተጫረቲ ውዕሊ ኣብ ዝኣስርሉ አዋን ንናውቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ውሽጢ 25 ተኸታተልቲ መዓልትታት ዝተረፉ ድማ ኣብ ውሽጢ 10 ተኸታተልቲ መዓልቲታት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ቤት ፍርዲ ወረዳ መረብ ለኸ ከእትው ትኽእሉ፤

10 ጨረታ ክፍቲ ዝኾነሉ ካብ 29/01/2011ዓ/ም -13/02/2011 ዓ/ም ተኸታተልቲ መዓልቲ ኾይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 14/02/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኾይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት።

11 ኣብ ዝቐርብ ሰነድ ጨረታ ሽምን ክታምን ናይ ትካሎም ኣድራሻ ከቅምጥሉ ይግባእ።

12 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ 0345-550126/0914-082432

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s