ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዓም ኣገለግሎት ፅገና መኪና : ፅሕፈት መሳርሒን : ኣናእሽተይ መሳርሒታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 21, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 21, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዝመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

2 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ሕጋዊ ብቅዓት መረጋገፂ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ምስክር ወረቀት ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ሓምለ 2010 ሒሳብ ዘወራረደሉ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

5 በቲ ዘፈር መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዝመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

6 ኣብ ናይ መኪና ፅገና አገልገሎት ጋራጅ ዝሳተፉ ተወዳደርቲ ብመንገድን መጎዓዝያን ሳልሳይ ደረጃን ልዕሊኡን ዝተዉሃቦ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉን ክኮኑ ይግባእ

7 ናይ መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

8 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት አንድስትሪ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 803 ካብ ዕለት 5 መስከረም 2011 ዓም ክሳብ 21 መስከረም 2011 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ይዕድም

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ 3000 ቅርሺ ጥራሕ ብሽም ካርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት አንድስትሪ ትግራይ ብፒኦ ወይ ሕጋዊ ቼክ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮ ሳንዱቅ ጨረታ ወይድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቅርብ ዝክእል

10 እቲ ጨረታ ዕለት 21 መስክረም 2011 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ኣብ ካርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት አንድስትሪ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 804 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኩን ኣብ ዘይተረከብሉ ይክፈት

11 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342417506 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s