ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና እምባ ኣላጀ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኮምፒተር ተዛምድቲ ኣቅሑትን : ስራሕቲ ሕትመት : ዕጥቅታት ስፖርት :መላዋወጢ መኪና : ናይ መኪና ጋራጅ ኢድ ሞያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊ

1 ካብ ዕለት 14/12/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 28/12/2010 12 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም

2 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መረደእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሰነ ወይ ሓምለ 2010 ዓም መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

5 ናይ መቅረባይነት ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

6 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ ናይ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከም ዝከኣል ምፍላጥ የድሊ

8 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ንመሳርሒ ፅሕፈት ዕለት 28/12/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፀዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት

9 ኮምፒተር ተዛምድትን ኣቅሑትን ዕለት 29/12/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ይክፈት

10 ስራሕቲ ሕትመት ዕለት 28/12/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፀዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:30 ይክፈት

11 ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ዕለት 30/12/2010 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት

12 ንናይ መኪና ጋራጅ ኢድ ሞያ ዕለት 30/12/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ይክፈት

14 ናይ ዕጥቂ ስፖርት 30/12/2010 ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ምዚ ብተወሳኪ ናይ መኪና ጋራጅ ኢድ ሞያ እትጫረቱ ተወዳደርቲ ደረጃ 2ተን ልዕሊኡን ምካኑ ክነታሓሳስብ ንፈቱ

15 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210089 ወይ 0344210276

ድሕሪት
ጨረታ መደብ