ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠርን ልምትን ከይዲ ስራሕ ኣግራብን ተፈጥሮ ዝዉዕል ናብ ዝተፈለለዩ ጣብታት ፀሊም እምኒ ማለት እዉን ባዛልት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 23, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 23, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መኽዝን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለን 2010 በጀት ዓመት ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ

2 ናይ ነጋዳይ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ነምበር ዘለዎ

 3 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ

4 ቫት ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ መጋቢት 2010 ዓም ሒሳቡ ዘፍለጠ

5 ናይ መፅዓንን መራገፍን ብተጫራታይ ዝሽፈን ይከዉን

6 ልዕል ክብል ናይ ዝተጠቀሰ ረቆሒታት መረዳእታ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርበ ዝክእል

7 መከበሪ ጨረታ ንዘይሰዓረ ሽዑ ዝምለስ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ተረጋጊፁ ብዝቀረበ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕል ክኣስር ዝክእል

9 ዝሰዓሮ ግዝኢት በቲ ዝተወዳደረሉ ዝርዝር መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ ናብተን ዝተጠቀሳ ጣብያታት ኣጎዓዒዙ ከረክብ ዝክእል

9 ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ካይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕደር ንብረትን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቢሮ ቁፅሪ 17 ማእከላይ ዞባ ምምሕዳር ህነፃ ኣብ ምድር ቤት ኮይኑ መሸጢ ዋጋ 50 ቅርሺ እነዳከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

10 ተጫረቲ ንሓደ ተቅርብዎ ዋጋ መሊእኩም ብሽምኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 30 ሚያዝያ 2010 ዓምክሳብዕለት 23 ጉንበት 2010 ዓምሰዓት 3 ፡30 ናይ ንጉሆ ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ሰዓት ኣብ ከይዲ ስራሕ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ

11 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 23 ጉንበት 2010 ዓምሰዓት 3፡30 ናይንጉሆይከዉን

12 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ 23 ጉንበት 2010 ዓምሰዓትሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትይከዉን።

13 ቤት ፅሕፈትና መማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወእዩ

14 20 ሚኢታዊ ምቅናስ ወይዉን ምዉሳክ ከምዝከኣል ክፈልጥ ይግባእ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347753263 ብምድዋልምሕታትይካአል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ