ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ንናይ ወረዳና ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓት ንትራክተር ዝተፈላለዩ ናይ ትራክተራት መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ክኾኑ አለዎም ወርሓዊ ቫት ድክላሬሽን ከቅርብ አለዎም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/ ከቅርብ ዝክእል

3 በቲ መስመር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም

4 ናይ መቅረባይንት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 መክበሪ ጨረታ 3000 ብጥረ ገንዝብ ወይ CPO ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ እዙ ካብ ዝተቃለሐ ዕለት 24/08/2009 ዓም ዘይምለስ 50 ሓምሳ ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ወረዳ ጣንቆ አበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 8ተ ካብ ዝተቀለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ እትክእሉ እንትኮኑ

6 እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዓሉ ግዜ ዕለት 9/09/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፂዉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ወረዳ ጣንቆ አበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 8ተ ይክፈት

ንዝበለፀ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344220126/ 0069 /0914261428/0914260636/0914215255

ድሕሪት
ጨረታ መደብ