ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ዋና ቤት ፅሕፈት ካብ 1/11/2009 (08/07/2017)ኣ ፈ እስካብ 30/10/12 (07/07/2020) ኣ ፈ ንሰለስተ ዓመት ኣጣቃለሊ ምርመራ ሒሳብን ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲት ክገብር ይደሊ

1 ንትካልና ኦዲት ንምክያድ ዘክእል ብርኪ ሐደ ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘለዎም

2 ናይ 2010 ዓም ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያን ዘሐደሰን ንግዲ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ንዝኮነ መለለይ ግብሪ ከፈላይነት /TIN No / ካልኦትን ንጨረታ ዝጠቅሙ ምስ ዋና ዝተገናዘበ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

4 ኦዲት ዝግበር ሒሳብ ኣብ ዋና ቤት ፅሐፈት ከተማ መቐለ ካብ ከተማ መቐለ ወፃኢን ዘለዎ ጨንፈራት ምካኑ ፈሊጡ ዝሳተፍ

5 ናይቲ ጨረታ ጠቅላላ ዘእተዎ 2% ሰፒኦ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክሰዩን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ህንፃ ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ 3ይ ደብሪ ካብ ዕለት 25/8/2010 ዓም እስካብ 07/09/2010 ዓም (3/5/2018 ኣ ፈ ክሳብ 15/5/2018)

7 እቲ ጨረታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ህንፃ ማሕበር ደቂ ኣንስትየ ትግራይ 3ይ ደብሪ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 7/9/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኮይኑ በቲ ዕለት 7/9/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይም ህጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ህንፃ ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ደብሪ ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት ኮይኑ ግን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ቤት ፅሕፈትና ጨረታ ፖስታ ምክፍት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s