ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ንዝተፈለላዩ ኣብያተ ዕዩታት ዝዉዕል ናዉቲ ፈርኒቸር ማለት እዉን ኣቅሑት ቢሮ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 16, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 29, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 29, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምን

2 ናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐስኩም

3 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ወረሓዊ ዲክለሬሽን ክተቅረቡ እትክእሉ

5 ኩሉ ሰነድ ፋይናንሻል ዋናን ቅደሕን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቀርብ ዝክእል

6 ጨረታ መክበሪ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋጊፁ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ድሕሪ ቅሬታ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ቢሮ ቁፅሪ 12 ከምእዉን 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዝርዝር ዝሐዘ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ትክእሉ

9 አብ ሕድሕድ ዋጋ ዝተሐተ ዝመለአ ሰዓራይ ይከዉን

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕሉ ግዘ 60 መዓልቲ ክፀንሕ ከም ዝክእል ክንገልፅ ንፈቱ

11 ጨረታ 29/8/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይምርካብም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ አማራፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344370195/0935335537 ደዊልኩም ምሕታትትክእሉ


ድሕሪት
ጨረታ መደብ