ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 24, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ መድሓኒት ምህርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

• 1ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::

• 2ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎ

• 3ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

• 4ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::

• 5ጨረታ ሰነድ 60 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ

• 6እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ከረክብ ዝክእል

• 7 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::

• 8ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 09/08/2010 ዓ/ም እስካብ 24/8/2010 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ሰዓት ይከዉን

• 9ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/8/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 24/8/2010 ዓ/ም ሰዓተ 4:30 ይኸዉን::

• 10ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::

• 11ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::

• 12እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::

• 13እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕላዉ እዩ:: መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914092966ይደዉሉ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s