ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን2009 ዓም ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን2009 ዓም ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ ንዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅረብ ነቲ ዝደለ ናይ ሕትመት ንግዲ ፍቃድ እንድሕሪ ዘየማልኡ አይንቅቦሎን

2 Tin Number ዘለዎንአብመቅረባይነትዘተመዝገቡዘይምለስፎቶኮፒንከቅርብዘክእል::

3 ቫትዝተመዝገበንዘይምለስፎቶኮፒንዘቅርብ::

4 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድሕጋዉነቱዝተረጋገፀሲፒኦወይምጥረገንዘብብር3000.00 (ሰለስተሽሕ)ብሽምቢሮፀጥታንምም/ርክ/ትግራይክትሕዝዝኽእል::

5 ዝተዳለወናይጨረታዶክመንትሰነድካብቢሮፀጥታንምም/ርክ/ትግራይኣብእንዳተ/ ሃይማኖት ቤት ክርስትያን ፊት ንፊት ኮሚሳርያት ቢሮና ቢሮ ቁፅሪ 25 ካብደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርዘይምለስ 20 ብርከፊልኩምትወስዱ::

6 ተጫራታይነጋዶእቲዓይነትንብረትመፅሄትሳለምብንፁርበቲዝወፁ Specification ናይሐደዋጋንጠ/ዋጋንስርዝድልዝዘይብሉአብዝተአሸገፖስታመሊኡየቅርብእቲንብረትኦርጅናልን 1ደረጃይኸዉን::

7 ኣሸናፊዝኾነነጋዳይንዝሽነፎንብረትእቲንብረት Specification ዘዉፅኡ ብሰብ ሞያታኛታት ትክክለኛ ምኮኑ ምስ አረጋገፀም/ part Number/ መሰረት ኣታዊ ገይሩ ገንዝብ ይወስድ

8 መክበሪዉዕሊ 10 % ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ ከትሕዝ ዝክእልን ዉዕሊ አሲሩ ንብረት ኣታዊ ዝገብርን

9 ቢሮና ካብቲ ዝፍፀም ግዝኢት 20 % ምዉሳክን ምቅናስን ዝክእል ምኮኑ::

10 ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝፈተነ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ምግባር ናይ ጨረታ መክበሪ ዘተሐዞ ገንዘብ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ኮይኑ ኣብ ካልኦት ጨረታ ከም ዘይሳተፍን ብሐጊ እዉን ተሓታቲ መኮኑክፈልጥ ኣለዎ

11 እቲጨረታኣብአየርዝፀንሐሉካብዕለት 21/07/2010ዓ/ምክሳብዕለት 5/08/2010 ዓ/ምይኸዉን::

12 እቲጨረታዝእሸገሉዕለት 5/08/2010 ሰዓት 4:00 ኮይኑበቲዕለትሰዓተ 4:30 ባዕሎምወይሕጋዊወከልቶምኣብዘተረኸብሉይክፈትኮይኑግናናይጨረታመክበሪእንተኣትሒዞምንሳቶምብዘይምህላዎምእቲጨረታክጉላእላእኣይክእልን ::

13 ብመምረሒመሰረትቫት 15 % ዊዘሆልድ 2 % ክኸፍልአለዎ::

14 መ/ቤትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብምሉእይኹንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

15 ቢሮናዝርከብሉእንዳተሃይማኖትቤትክርስትያንፊትንፊት / ናይቅድሚሸሙኮሚሳርያት / ንዝበለፀሐበሬታብስልኪቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካምሕታትይካኣል:

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s