ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2010 ዓም ንግልጋሎት ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ደንቢ ክዳን: ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማይ ን ህንፃ : ፅገና ኤሌክትሪክን : ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :ዝትፈላለዩ :መሳርሒ ፅሬት : ዝተፈላለዩመሳርሒ ሕትመትን ዝተፈላለዩ መጣዓዓምቲ ምግብን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ 2010 ዘለዎን ቅደሕ ዘትሕዝን መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለዎን ቅድሕ አታሓሒዙ ዘቅርብን

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ብተወሳኪ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእልን

3 ዝተፈላለየ ናይ ማይ ህንፃን ኤሌክትሪክን መፀገኒ ኣቅሑት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሬት

4 እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ 3 መጋቢት 2010 ክሳብ 18 መጋቢት 2010 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይከዉን

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ 18 መጋቢት 2010 ሰዓት 3:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት

6 ዝተፈላለዩ መሳርሒ ሕትመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ክዳን ዝተፈላለዩ ናይ ምግቢ መጣዓዕምቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 3 መጋቢት 2010 ክሳብ 19 መጋቢት 2010 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይከዉን ጨረታ ዝዕፀወሉ 19 መጋቢት 2010 ሰዓት 3:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ዓድዋ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ይከዉን ዘንጊዑ ዝመፅ ሰነድ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

8 እዚ ጨረታ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 5 መዓልታት ዉዕሊ ክአስር ዝክእልን ሰዓራይ ዉዕሊ እንትኣስር ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል ወይ ዉሕስና ከብ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ

9 እቲ ሆስፒታል በዝሒ ናይ ምዉሳክን ምንካይ መሰሉ ሕልዉ እዩ

10 ተጫረቲ ናይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 እንካፈለ ክወስድ አለዎ

11 መክበሪ ጨረታ ንነብሰወከፍ 3000 (ሰለስተ ሽሕ ቅርሸ) ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ አለዎ

12 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መራገፍን ናብ ሆስፒታልና ዘቅርብ ክከዉን አለዎ

13 ነቲ ጨረታ ዝመልእ ዉልቀ ሰብ ወይ እዉን ነጋዳይ ፊርማን ማሕተምን ክህልዎ ይግባእ

14 ተጫረቲ ብናይ ሆስፒታልና መርአይ ወይ እዉን ሰምፕል መሰረት ክቅርቡ አለዎም

15 እቲ ቤት ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እየ

16 ንዝበለፀ መብርሂ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ

ንዘበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347712326 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s