ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ን2010 በጀት ዓመት ንምምሃረ ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲን ሃለቅንት ንበረታት መሳርሒ ፅሕፈት : መድሃኒት እንስሳ : ናዉቲ ሕክምና እንስሳሰ: ፀረ በልዕ :ኤሌክትሪኒክስ :ናዉቲ ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ : ናዉቲ ስፖርት: ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ምስቲ ዘቅርብዎ ኣቅሑት ዝተትሓዘ ናይ 2010 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ንመሳርሒ ፅሕፈት ኤሌክትሪኒክስን ናዉቲ ሕክምናን እንስሳት ንምቅራብ ዝወዳደሩ ድማ ቫት ወይ ድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምኾምነኩም በቢወርሑ ግብሪ ዝከፈልኩምሉ መረዳእታ ን ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓ/ም ደክሬሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 TIN NO ዘለኩም

4 ናይ 2010 ዓም ናይ መቅረባይነት ካርዲ ዘለኩም

5 ነብስ ወከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ሕርሻ ዉቅሮ ካይዲ ስራሕም ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ክፈሊ ቁፅሪ 23 ብምዉሳድ ዝወዳደርሉ ዋጋ መሊኦም ኣብ ዉሽጢን ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታን ሽምን ኣድራሻን ፂሒፎም ከምእዉን ክታሞምን ማሕተሞምን ገይሮም ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን በበይኑ ብምግባር ክሳብ 17 መጋቢት 2010 ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣተዊ ክገብሩ ይግባእ

6 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 17 መጋቢት 201 ዓም ሰዓት 3:10 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 330 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ዝከዉን ብጥረ ገንዘብ ወይ እዉን ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ምቅራብ ይከኣል ንኤሌክትሮነክስ 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ ናዊቲ ህክምና እንስሳ 3000 ንእንስሳት መድሃኒት 2000 ቅርሺ ንፀረ ባልዕ 2000 ቅርሺ ንመሳርሒ ህንፃ 2000 ቅርሺ ንናዉቲ ስፖርት 2000 ቅርሺ ንኣቅሑት ኤሌክትሪክ 2000 ቅርሺ ንናዉቲ ፅሬት 1000 ቅርሺ ከትሕዙ አለዎም

8 ንዝበለፀ ሐበሬታ ኣብ መመርሒ ጨረታ ይምልከቱ

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344430565 ይደዉሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s