ናይ መቃዕ ነጋሪት ዕደጋ ኮሜቲ ኣብ 2010 ዓም ብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ባጀት ዝተሓቆፋ ጣብያታት ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ማለት ጣብያ አፅረጋ ቁሸተ መቃዕ ነጋሪት ጣብያ ዓዲ አሰር ቁሸት ጠረር ቦዛይን ስኒትን ኣደመይቲ ቁሽት ምልፃይ አፅረጋ ቁሸተ መቃዕ ነጋሪት ጣብያ ማይ ኩሕሊ ከተማ መማይ ኩሕሊ መንጠብጠብ ቁሸት ኩክንዲማ ንዝህንፁ ህንፃታት ዝደልዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  1. መሳርሒ ህንፃ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ናይ 2009 ዓም ዘበን ግብሪ ዝከፈልኩምን
  2. ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰኩምን
  3. ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
  4. ኣብ ናይ መንግስትዊ ግዝኢት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም መቅረባይነት ዝለኩምን ዝሐደስኩምን
  5. መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፈልቲ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ግብሪ መክፍሊ ቁፅሪ ዘለኩም
  6. ተጫረቲ ናይ ወርሒ ሕድር ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘቅረቡ
  7. ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ 5000 ቅርሽ ከትሕዙ ዝክእሉ
  8. ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ቁፅሪ 4 ክወስዱ ይክእሉ
  9. ሰዓሪ ምስተፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብቲ ዝሰዓሩ ቁሸት ከብፅሕ ዝክእል
  10. ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 20 ታሕሳስ 2010 ዓም ከሳብ 5 ጥሪ 2010 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ
  11. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 5 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ኣዲያቦ ይክፈት
  12. ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 45 መዓልቲ ይከዉን
  13. ናይ ማሕበረሰብ ዕደጋ ኮሜቲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
      ስልኪ 0345500231 ወይድማ 05 ከሜቲ ማሕብረሰብ ዕደጋ
ድሕሪት
ጨረታ መደብ