ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንኣቅሑት ኤ
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን
/
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
ኣቅርቦት ምግቢ
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ተወሳኺ እሴት /ቫት/ ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ዓ/ም ወርሓዊ ድክለር ዝገብረን ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን
ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን
ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎት ወሃባይነትን ፈቃድ ዘለዎን ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን
ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ/TIN Number/ ዘለዎምን ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን
ጨረታ መኽበሪ ንዝዕደጉ ዓይነት ንብረታት ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 75 ቅርሺ :ንደረቅ ረሸን 50000 /ሓምሳ ሽሕ ቅርሺ/ ንኣቅሑት ቴሌብዥንን ዲሽን 20,000.00 ቅርሺ : ንፍርናሽ 75 ቅርሺ ከምእዉን ንካልሲ ከትሕዝዎ ዝግባእ 10,000.00 ቅርሺ ምስ ሰነድ ጨረታ ኣብ ፖስታ ዓሺጎም አታሒሒዞም ከቅርቡ አለዎም
ተወዳደረቲ ንዝሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 6ተ መዓልቲ ዉዕል ኣሲሮም ኣብ ዉሽጢ 45 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክቕርቡ ዝኽእል
ተወዳደረቲ ነንሕድሕድ ሰነድ 50 ብር ብምክፋል ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ
ካብ ዕለት 24/4/2010 ዓ/ም ክሳብ 9/5/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ቀትሪ አብ ዘሎ ግዜ ኣብ መ/ቤትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኽእሉ ኾይኖም አብቲ ዕለት ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ አብ ዝተረኽብሉ ይኽፈት
ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንዓሉ ሐደ ወርሒ 30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንዕ
ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ኮይኑ ብተወሳኪ ዉን 20 % ናይ ምዉሳክ ምቅናስን ከምዝክእል እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406577 ወይ ድማ አብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 208 ምሕታት ይክእሉ
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1047)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (510)
ህንፃ መሳርሒ (7194)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
ምግብን መስተን (515)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (88)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s