ዉቅሮ ጠቅለላ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ዉቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ደንቢ ክዳን(ፍርናሽ ኮቦርታ አንሶላን ሑሙማን ብጃማን) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ቫት ተመዝጋቢ መካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ መረዳእታ ዘቅርቡ

3 ብቢሮ ኤጀንሲ ልምዓት እቶት ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለዩ ካርድ ቲን ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርቡን ናይ ሞያ ሰርተፊኬት ዝተሐደሰ ዘቅርብን

4 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ መቅርባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርቡ

5 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ 5000 ከትሕዙ ዝክእሉ

6 እቲ ጨረታ ተመሊኡ ዝቀርበሉ ከብ ዕለት 18/04/2010 ዓ/ም ክሳብ 02/05/2010 ዓ/ም 3:00 ቅድሚ Â ሰዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ ብር 30 ከፊሎም ዓዲጎም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ነፀላን ጠቅላላ ዋጋን ምስ ቫቱ ዊዝሆልዲንጉን ሓዊሶም ደሚሮም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ይግብሩ

8 ጨረታ ሳንዱቅ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ዉቅሮ ሆስፒታል ደ/ከ/ስራሕ /ዕዳ/ ፋይ/ ንብ ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 10 እዩ

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 02/05/1010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ዝክፈት ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም እንተተረኪቦም ይምረፅ

10 ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ዝተቀመጡ ነጥብታት ግልፂ እንተዘይኮይንሎም መብርሂ መማሓየሺ እንተድልዩዎም ናይ ጨረታ መክፈቲ ዕለት ቅድሚ ምብፅሑ ቅድሚ 5ተ መዓልቲ ብፅሑፍ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከቅርቡ ይክእሉ

11 ቤት ዕዩና ጨረታ ምስተከፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቱ ዝዕደግ መድሓኒት ወይ ናውቲ ሕክምና መጠን በዝሒ ክሳብ 20% ክዉስክን ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

12 ተጫረትቲ ዘሸነፈዎ መድሓኒት ወይ ናዉቲ ሕክምና ብናይ ባዕሎም መራገፍን መፅዓንን ከምኡ እዉን ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና ስቶር ከቅርቡ ዝክእሉ ምካኖም

13 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ መድሓኒት ወይ ናዉቲ ሕክምና ዉዕሊ ብምእሳር 10 ናይቲ ጠቅላላ ዋጋ ዉዕሊ መክበሪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዙ ግዴታ አለወመ

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430057 ደዊልካ ሐበሬታ ምርካብ ይከኣልÂ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s